News

ብላቴ/ግንቦት /30/2017 (ኢዜአ)፡-ማእከል መሰልጠኒ እዝ ብላቴ ፍሉይ ዘመቻታት ዘሰልጠኖም መበል 43 ካራማራ መሰረታዊ ኮማንዶታት ኣመሪቑ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምረቓ ጠቐላሊ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ምኸትል ...